Advertisement
ሎሚ ዕለት 10.03.2026 ብነህምያ ዓለምያኻዊ ሚንስትሪ ሃዶዋ ፕሮጅክት ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ብሞያዊ ስልጠና ከስልጠኑ ዝጸንሑ 47 ተማሃሮ ንናይ ሞያ ትምህርቲ ኣመሪቁ። ካብቲ ዝተምሃርዎ ሞያዊ ስልጠና1.ብናይ ልብሲ ስፍየት።
2.ብናይ ምግቢ ምድላው።
3.ብናይ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ናይ ጽጉሪ ስራሕ።
ነዚ መደብ ዝተሓባበሩ
ቤት ትምህርቲ ሞያዊ ስልጠና ዮዲት
ነህምያ ዓለምለኻዊ ሚንስትሪ
ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት ክፍሊ ምምሕዳር
ብዝገበርክምዎ ዕዮ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕጽፍን ድርብን በረኸቱ የሃብኩም።
ከምኡ ክኣ ተመራቆ ናይዚ ሃዶዋ ፕሮጀክት እንቛዕ ሓጐሰኩም።
ተባረኩ።
ቤ.ክ.ሕ.ኣ.ወ.ኣያት
ኣዲስ ኣበባ
መጋቢት 10.2026
Advertisement
Event venue
Ayat Adebabay (Square), +251994 Addis Ababa, Ethiopia, Adebabay Cafe, Wereda 07, Ethiopia, Addis Ababa
Tickets