Advertisement
ዝከበርኩምን፡ ዝከበርክንን ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራውያን፡ ከባቢ ዋሺንግቶን ዲሲ። ንዝመጽእ ለካቲት 15፡ 2025 ናይ ማሕበረሰብና ኣኬባ ስለ ዘሎና ኩሉኩም ተረኪብኩም፡ ሓሳባትኩምን ርእይቶኩምን፡ ክትህቡናን፡ ናይቲ ዝሓለፈ ኣኬባ፡ ጸብጻብን ናይ መጻኢ መደብን፡ ክሳብ ሕጂ ዝበጽሓናዮን ክንሕብረኩም ተዳሊና ኣሎና እሞ፡ ኣብዚ ተዳልዩ ዘሎ መዓልቲ ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ብክብሪ ንዕድመኩም። ንኩሎም ተቀማጦ ዲሲን ከባቢኣን ንኽበጽሕ ከኣ፡ ነዚ ሓበሬታ ብምዝርጋሕ ተሓባበሩና።ክፍሊ ሓበሬታን ስነዳን፡ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን፡ ከባቢ ዋሺንግቶን ዲሲ።
ብደሓን ምጹ!!
#folowers #highlightseveryonefollowers
Advertisement
Event Venue & Nearby Stays
620 Michigan Ave NE, Washington, DC 20064-0001, United States